ኣብ ዘሓለፉ 5 ዓመታት ንኢትዮጵያ 2 ቢሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝገበረ ዩ.ኤስ.ኤይድ ገሊፁ

ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤይድ) ኣብ ዘሓለፉ 5 ዓመታት ንኢትዮጵያ 2 ቢሊየን ዶላር ሰብኣዊ ሓገዝ ከምዝገበረ ገሊፁ፡፡

እቲ ትካል ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ክልል ትግራይ ጥራሕ ዝተወሰነ ዘይኮነስ ኣብ ኩሎም ከባቢታት ኢትዮጵያ ብድርቂ፣ ጎንፂ፣ ለበዳ ዕስለ ኣምበጣ፣ ሓደጋ ውሕጅን ካልኦት ፀገማትን ጉድኣት ንዝበፅም ወገናት ሓገዝ ከምዝገብር ኣፍሊጡ፡፡

ፍልፍል፦ ኢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment