ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዘላቒ ረብሓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ፎረም ኣብ ዩንቨርስቲ ኣሶሳ ይሳለጥ ኣሎ።
“ምትሕብባር ምሁራንን ተሳትፎን ንዘላቒ ረብሓ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል ዝካየድ ዘሎ እንትኸውን፥ ኣብቲ መድረኽ ምሁራን ዩንቨርስቲ ይሳተፉ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።
ብተወሳኺ ሚኒስትር ዴኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ፕሮፌሰር ኣፈወርቅ ካሱ፣ ዋና ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ግድብ ህዳሰ ዶክተር ኣረጋዊ በርሀን ካልኦት ላዕለጀዎት ሰብ መዚ ፌዴራልን ክልልን ተሳቲፎም ክብል ቤትፅሕፈት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ገሊፁ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!