ኣብ ዓውደ ኲናት ንኣባላት ሰራዊት ኣገልግሎት ዝሃቡ ሰብ ሞያን ትካላትን ሕክምና ኣፍልጦ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥ ኣብ ዓውዲ ኲናት ንኣባላት ሰራዊት ኣገልግሎት ዝሃቡ ሰብ ሞያን ትካላትን ሕክምና ኣፍልጦ ሂቡ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣዛዚ ኮምፕሪሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቢሸፍቱ ብርጋዴር ጄኔራል ተገኝ ለታ፥ ዝተፈላለያ ትካላት ሕክምና ኣብ ዓውዲ ኲናት ንኣባላት ሰራዊት ኣገልግሎት ንዝሃቡ ሰብ ሞያን ትካላትን ሕክምና ኣፍልጦ ከምዝሃባ ኣፍሊጦም።

ሓላፊ መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሜጀር ጄኔራል ጥጋቡ ይልማ ብግደኦም፥ ህልውና ሓንቲ ሃገር ንምሕላውን ንምጥንኻር ሰራዊትን ደገፍ ህዝቢ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም።

ሰብ ሞያን ትካላትን ሕክምና ደጀንነት ህዝቦም ብተግባር ምርግጋፆም እውን ሓቢሮም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment