ኣብ ዓለም ሰላም፣ ፍቕሪን ሓድነትን ንክነግስ ጠንኪርና ንስራሕ-ብፁዕ ወቅዱስ  ኣቡነ ማቲያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)  ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወዕጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኣብ ዓለም ሰላም፣ ፍቕሪን ሓድነትን ንክነግስ ጠንኪርና ንስራሕ ክብሉ መልአኽቶም ኣመሓላሊፎም።

በዓል መስቀል ዳመራ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ተኸቢሩ።

ኣብቲ ክብረ በዓል ናይ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክስርስቲያን ፓትርያርክ ብጹዕ ወቅዱስ  አቡነ ማቲያስ ÷ መስቀል ካብ ኩሉ ነገር  ንላዕሊ ኢዩ ኢሎም።

ትርጉም መስቀል ሰላም፣ ፍቕር፣ ሓድነትን ዕርቀ ሰላምን ኢዩ ብምባል ኣረዲኦም።

ኣብ ኢትዮጵያን  ኣብ መላእ ዓለምን  ሰላም ንክነግስ ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም።

ብሚኪያስ ኣየለ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment