ኣብ ውድድር ጉስጢት ዝኽሪ ማንዴላ ም/ሳጅን ሮማን ኣሰፋ ንመጋጥምታ ብየሻል ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ደርባን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉስጢት ዝኽሪ ማንዴላ ምክትል ሳጅን ሮማን ኣሰፋ ንመጋጥምታ ብየሻል ስዒራ።

ትማሊ ምሸት ንሃገራ ዝወከለት ኣባል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝኾነት ምክትል ሳጅን ሮማን ኣሰፋ÷ ብ54 ኪሎ ግራም ንናሚቢያዊት ተመጋጥታ ኣብ ቀዳማይ ዙር ብየሻል ስዒራታ፡፡

እቲ ውድድር ክሳብ 13 ሚያዝያ 2016 ዓ.ም ከምዝዝቕፅል ሓበሬታ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment