ኣብ ውሽጢ ኲናትን ጎንፂን ኮይኖም ተፈቲኖም ተባሂሎም ዝተፈለዩን መሕለፊ ውፅኢት 12 ክፍሊ ዘየምፅኡን ተምሃሮ ኣብዚ ዓመት ክፍተኑ ኢዮም – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ውሽጢ ኲናትን ጎንፂን ኮይኖም ተፈቲኖም ተባሂሎም ዝተፈለዩን መሕለፊ ውፅኢት 12 ክፍሊ ዘየምፅኡን ተምሃሮ ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝወሃብ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ከም ስሩዕ ተምሃሮ ኮይኖም ክፍተኑ ከምዝኽእሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

ሚኒስቴር ትምህርቲ፣ ሓለፍቲ ቢሮ ትምህርቲ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ብሓባር መግለፂ ሂቦም።

ብምንይችል ኣዘዘውን ኣወል ኣበራ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment