ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ልዕሊ 800 ሺሕ ዶላር ሓገዝ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ጥራሕ ልዕሊ 800 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ከምዝተኣከበ መተሓባበሪ ዳያስፖራ “ኣይዞኺ ኢትዮጵያ” ገለፁ።

“ኣይዞኺ ኢትዮጵያ” ኣብ ዝሓለፉ 48 ሰዓታት ካብ ዝተፈላለዩ ግዝኣታት ኣሜሪካ ዝተኣከበ ሓገዝ ገንዘብ ዕላዊ ገይሩ።

ኣብ ቺካጎን ጋላስን ልዕሊ 400 ሺሕ ዶላር እንትእከብ፤ ኣብ ካልኦት ግዝኣታት ምስ ዝተኣከበ ሓገዝ ገንዘብ ኣብ 48 ሰዓታት ልዕሊ 500 ሺሕ ዶላር ከምዝተኣከበ ተሓቢሩ።

ስለዝኾነ ድማ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ዝተኣከበ መጠን ሓገዝ ገንዘብ ልዕሊ 800 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ።

እቲ ሓገዝ ኣጠናኺርካ ብምቕፃል ኣብ ቀረባ እዋን ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ገንዘብ ንምትእኽኻብ ከምዝተሓሰበ መተሓባበሪ “ኣይዞኺ ኢትዮጵያ” ምግላፁ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment