ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ፍሉጥ ዝኾነ ጎደና “ንእሽተይ ኢትዮጵያ” ዝብል ስያመ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ማእኸል ከተማ ዋሸንግተን ዲሲ ዩስትሪት እናተብሃለዝ ዝፍለጥ ውሩይ ጎደና “ንእሽተይ ኢትዮጵያ” ዝብል ስያመ ረኺቡ።

እዚ ንኽዕወት ድማ ፈተውቲ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ወገናት ን20 ዓማውቲ እንተይሰልከዩ ከምዝደኸሙ ተገሊፁ፡፡

እዚ ብምርኣዮም እውን ሓጎሶም ገሊፆም።

ኣምባሳደር አትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ፍፁም ኣረጋ፥ ኣብቲ ከይዲ ርኡይ ብፅሒት ንዘበርከቱ ኣመራርሓታት እታ ከተማን ኢትጵያውያን ወገናትን ምምስጋኖም ካብ ዋሸንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment