ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ወፍሪ ህልውና መስዋእትነት እናኸፈለ ንዝርከብ ሓይሊ ፀፅታ ዝድግፍ ሰልፊ ኣብ ዞባ ዳውሮ ከተማ ተርጫ ተኻየዱ።
ነበርቲ ከተማ ተርጫ እኩይ ተግባር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኮኒኖም፡፡
ኣብቶ ሰላማዊ ሰልፊ ካብ ዙሪያ ወረዳ ተርጫን ምምሕዳር ከተማ ተርጫን ዝርከቡ ነበርቲን ሰራሕተያታት መንግስቲን ከምኡ እውን ብኽብሪ ዝተሳተፉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻልን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ከመዝተሳተፉ ትሬቴደ ፀብፂቡ፡፡
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!
ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!
መከላከያ ይደግፉ/ፋ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።