ኣብ ወደብ ካብ ዝበፅሐ ዘመናዊ ድኹዒ እቲ 92 ሚኢታዊ ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወደብ ካብ ዝበፅሐ ንዘበነ ምህርቲ 2016/17 ዘገልግል 11 ሚሊየንን 160 ሺሕን 474 ኩንታል ዘመናዊ ድኹዒ እቲ 10 ሚሊየንን 270 ሺሕን 266 ኩንታል(92 ሚኢታዊ) ናብ ውሽጢ ዓዲ ከምዝተጎዓዓዘ ተገሊፁ።

500 ሺሕን 480 ኩንታል ኤን ፒ ኤስ ቦሮ ዝፀዓነት መርከብ እውን ሎሚ መዓልቲ ናብ ወደብ ጂቡቲ ከምዝበፅሐት ተሓቢሩ።

ድሕሪ 18 መዓልታት 636 ሺሕን 600 ኩንታል ተወሳኺ ኤን ፒ ኤስ ቦሮ ዘመናዊ ድኹዒ ናብ ወደብ ከበፅሕ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ከምዝግበር ኣብ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ገብርና ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment