ኣብ ወርሒ መስከረም ንዝካየድ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ሃረሪ፣ ሶማሌን ደቡብን ኣብ ወርሒ መስከረም ንዝካየድ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ምዃኑ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኣፍሊጡ።

ብመሰረት እዚ ኣብተን ክልላት 20 መስከረም 2014 ዓ.ም ንዝካየድ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ እናተኻየደ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እቲ ምዝገባ መረፅቲ ካብ ትማሊ 26 ነሓሰ ክሳብ 5 ጳጉሜን 2013 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ካብ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ደቡብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment