ኣብ ወረዳ ዶዶላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ዶዶላ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።

ሓላፊ ዓውዲ ምክልኻልን ቁፅፅርን ሓደጋ ትራፊክ እቲ ዞባ ኮማንደር ከማል ኣማን፥ እቲ ሓደጋ ብጉድለት ጥንቃቐ ከምዘጋጠመ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ተዛሪቦም።

ናይ ህዝቢ መመላለሲ ቅጥቅጥ ምስ ሲኖ ትራክ ብምልታሙ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ድማ ሓቢሮም።

ብቢቀላ ቱፋ

Comments (0)
Add Comment