ኣብ ወረዳ ማቻክል ብሓደጋ ኤሌክትሪክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ማቻክል ብዘጋጠመ ሓደጋ ኤሌክትሪክ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ።

እቲ ሓደጋ ትማሊ ለይቲ ሰዓት ሽዱሽተ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ፖሊስ መበገሲ እቲ ሓደጋ እናፃረየ ከምዝኾነ ተሓሩ፡፡

በቲ ዘጋጠመ ሓዳጋ ህይወት ሽዱሽተ ሰባት ምሕላፉ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እታ ወረዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ማሕበረሰብ ኣብ ኣጠቓቕማ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ጥንቃቐ ብምግባር ካብ መሰል ሓደጋታት ንባዕሉ ክሕሉ ከምዝግባእ እውን ፃውዒት ቀሪቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment