ኣብ ክ/ከተማ ቂርቆስ ኣብ 90 መዓልቲታት ዝተሃነፁ ፀገም ፈታሕቲ ፕሮጀክታት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 4 ኣብ 90 መዓልቲታት ዝተሃነፁ ፀገም ፈታሕቲ ፕሮጀክታት ተመሪቖም።

ኣብ መዓል ካብ 300 ሺሕ ክሳብ 400 ሺሕ ባኒን ኬክን ከፍሪ ዝኽእል ፋብሪካ መፍረዪ ባኒን ኬክን ካብ ሞንጎ ዝተመረቑ ፕሮጀክታት ሓደ ኢዩ ተገሊፁ፡፡

ብተመሳሳሊ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣደባባይ ቄራ ዝተሃነፀ ፓርክ ቂርቆስ ሎሚ ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ተገይሩ፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቡዜና ኣልቀድርን ፈፃሚ ስራሕ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ብሩክ ከድር (ዶ/ር ) ተረኺቦም፡፡

ብፍቅርተ ከበደ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

Comments (0)
Add Comment