ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ኣብ ትሕቲ መሬት ተዃዒቱ ዝተቐበረ ጦር መሳርሒ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ኣብ ትሕቲ መሬት ተዃዒቱ ዝተቐበረ ክላሽን ኮቭ ጠበንጃን ሽጉጥን ብሓበሬታ ህዝቢ ተታሒዙ።

እቶም ዝተትሓዙ ጦር መሳርሒታት ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 2 ፍሉይ ቦታ ቸርቆስ ሰፈር ተባሂሉ ኣብ ዝፅዕ ከባቢ ኢዮም፡፡

ዘጠራጥሩ ነገራት ብትኹረት እናተመልከተን ሓበሬታ ንፖሊስ እናሃበን ዝርከብ ነባሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ እቶም ጦር መሳርሒታት ንኽከቡ እውን ርኡይ ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከተ ተሓቢሩ፡፡

ፖሊስ ብዝተፀርሐ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ሓደ መንበሪ ገዛ ብዝገበሮ ብርበራ ሓደ ክላሽን ኮቭ ጠበንጃ ምስ 28 መሰል ጠያይቲ ከምኡ እውን ሓደ ሽጉጥ ምስ መሰል 28 ጠያይቲ ኣብ ትሕቲ መሬት ተቐቢሩ ክርከብ ከምዝኸኣለ ካብ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment