ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ልዕሊ 349 ብር ብዝኾነ ወፃኢ ዝተሃነፁ 158 ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም፡፡
ካብቶም ዝተመረቑ ፕሮጀክትታት፥ ማእኸላት መህነፅቲ ስብእና መናእሰይ፤ ጋብላ እዋናዊ መአከቢ ደረቕ ጎሓፍ፣ መንበሪ ኣባይቲ ኣባላት ፖሊስ፣ ትካላት ጥዕናን ትምህርቲን ተረቋሕቲ ኢዮም።
ብተወሳኺ መልክዐኛእምኒ(ኮበል ስቶን)፣ ድልድል፣ ማእኸላት ስፖርቲን ተሃኒፆም ንኣገለግሎት ክፍቲ ኮይናም።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ፥ ከንቲባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ እታ ከተማን ከምዝተረኸቡ ካብ ቤት ፅሕፈት እተን ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የመላኽት።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።