ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ

ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ፍሉይ ሽሙ ገነት ሼዶች ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት በፂሑ።

ቀትሪ ሰዓት 9፡40 ዘጋጠመ እቲ ሓደጋ÷ ኣብ ልዕሊ 6 ሼዳት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እታ ክፍለ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

አቲ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ተወሳኺ ጉድኣት እንተየብፀሐ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓለ እንትኸውን÷ መበገሲ እቲ ሓደጋ እናተፃረየ ከምዝኾነ ተሓሩ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment