ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ ብር 471 ሚሊየን ብዕድጊት ቦንድ ህያብን ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ ብር 471 ሚሊየን ብዕድጊት ቦንድ ህያብን ተኣኪቡ።

እቲ ብር 471 ሚሊየን ፅዋዕ ግድብ ህዳሰ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ኣብ ዝፀንሐሎም 25 መዓልቲታት ዝተኣከበ እንትኸውን፥ እቲ ፅዋዕ ድማ ንክፍለ ከተማ ቦሌ ተረኪቡ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ድማ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅና ኣይተ መለስ ኣለሙ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት እታ ከተማ፣ ኣመራርሓታት ኣመራርሓታት ክፍለ ከተማን ወረዳን ከምኡ እውን ነበርቲን፣ መራሕቲ ሃይማኖታት፣ ሰብ ሞያ ኪነ ጥበብ፣ ኣመራርሓታት ናይቲ ፅዋዕ ዝተረከበ ክፍለ ከተማ ቦሌን ተረኺቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment