ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተታሒዞም ዝነበሩ 138 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት መነባብሮ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ብዘይሕጋዊ መገዲ ተታሒዞም ዝነበሩ 138 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት መነባብሮ ንዝርከቡ ነበርቲ ኣመሓላሊፉ።
 
ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቲ ምምሕዳር ከተማ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተትሓዙ ኣባይቲ ቀበሌ ክልቀቑ ብምግባር ገዛ ንዝግበኦም ነበርቲ እናመሓላለፈ ከምዝርከብ ተዛሪበን።
 
ኣብታ ከተማ ፍትሓውነት ክዓስልን ኩሉ ማዕረ ተረባሒ ንኽኸውንን ብቐፃሊነት ከምዝስራሕ ብምግላፀን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
 
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
 
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
 
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
 
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
 
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5
ይግበሩ/ራ!
Comments (0)
Add Comment