ኣብ ክረምታዊ ወለንታ ዝተጀመሩ መንበሪ ገዛውቲ ተዛዚሞም ንነበርቲ ተበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2014 ( ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምታዊ ወለንታ ዝተጀመሩ መንበሪ ገዛውቲ ተዛዚሞም ንነበርቲ ተበርኪቶም።

ኣብታ ከተማ 161 ኣባይቲ ንነበርቲ እንትብርከቱ ናይ በዓል ሕብ እውን ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተበርኪቱ፡፡

ዝበርከቱ ገዛውቲ፥ ኣብ ክፍለ ከተማ 107፣ ክፍለ ከተማ 35ን ቂርቆስ 35 ኢዮም፡፡

እቶም ገዛውቲ ሚኒስቴር ምስ ኮሚሽን ጉምሩክን ካልኦትን ብምትሕብባር ዝተሰርሐ ኢዩ፡፡

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ሚኒስትር እቶት ላቀ ኣያሌውን ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ተረኺቦም፡፡

ብፈቲያ ኣብደላን ጎህ ንጉሱን

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment