ኣብ ክልል ጋምቤላ ገበን ግዕዚይና ንምክልኻል ዘኽእል ኮሚቴ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ገበን ግዕዚይና ንምክልኻል ዘኽእል ኮሚቴ ተጣይሹ።

እቲ ክልላዊ ኮሚቴ ሸውዓተ ኣባላት ዝሓቖፈ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣብ ዝተፈላለዩ መሓዉራት ብዝተወደበ መገዲ ዝፍፀም ገበን ግዕዚይና ብምክልኻል ናብ ሕጊ በምቕራብ ተሓተት ንክኾኑ ዘኽእል ከምዝኾነ ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment