ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባ ናጃንግ ናብ ማእኸላይ ዕዳጋ ዝቐርብ 30 ሺሕ ቶን ቡን ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበኒ ምህርቲ እዚ ዓመት ናብ ማእኸላይ ዕዳጋ ዝቐርብ 30 ሺሕ ቶን ቡን ከምዝተኣከበ መምርሒ ሕርሻ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ጋምቤላ ዞባ ማጃንግ ገሊፁ።

ኣብቲ መምርሒ መራሒ ጉጅለ ቡን፣ ሻሂን ቅመማ ቅመምን ሲሳይ በላይነህ፥ ኣብዚ ዓመት ኣተሓሕዛ ፍርያት ቡን እቲ ዞባ ዝለዓለ ከምዝኾነ 38 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን ናብ ማእኸላይ ዕዳጋ ክቐርብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ካብ ዝነበሮ 16 ሺሕ ቶን ፍርያት ቡን እንትነፃፀር ድማ ናይዚ ዓመት 14 ሺሕ ቶን ሓለፋ ከምዘርአየ ተዛሪቦም።

ብዓብዱ ሙሓመድ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment