ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተመዝገበ ቁፅሪ ሕሙማት ዓሶ ብ23 ሚኢታዊ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተመዝገበ ቁፅሪ ሕሙማት ዓሶ ብ23 ሚኢታዊ ወሲኹ ክብል ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ዓውዲ ፕሮግራምን ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮን ኣይተ መና መኩሪያ ፥ ምስ ኣገልግሎት ወሊድ በዝተተሓሓዘ 80 ሚኢታዊ ከመዝበፅሐ ገሊፆም።

ይኹን እንበር ኣብ ደሕረ ወሊድ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ኣገልግሎት ዝረኽባ ኣዶታት ካብ 58 ሚኢታዊ ንላዕሊ ብዘይምዃኑ ኣብ ልዕሊ ኣዶታት ዝበፅሕ መጠን ሞት ክውስኽ ስለዝኽእል እቲ ኣገልግሎት ክብ ምባል ይግባእ ኢሎም።

ኣገልግሎት ክታበት ህፃናት ብዘይምቁራፅ ምሃብ እንትዝከኣል ህፃናት ንሕማም ንፍዮ ከምዘይቃልዑ ሓቢሮም።

ብብርኪ ክልል ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝተመዝገበ ቁፅሪ ሕሙማት ዓሶ ብ23 ሚኢታዊ ወሲኹ ኢሎም።

ብብርሃኑ በጋሻው

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment