ኣብ ክልል ደቡብ መርሃ ግብሪ መፋለጢ መመሓየሺ ፍርያት ፀባ፣ ደርሆ፣ ስጋን መዓርን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ መስቃን መርሃ ግብሪ መፋለጢ መመሓየሺ ፍርያት ፀባ፣ ደርሆ፣ ስጋን መዓርን ተሳሊጡ።

ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዝተገበረ መርሃ ግብሪ ’ትሩፋት ሌማት’፥ ብምግቢ ሉኣላዊነት ምኽባርን ክብሪ ምስምርግጋፅን ምትእስሳር አለዎ ተባሂሉ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደመቀ መኮንን፣ ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ፣ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳው ከምኡ እውን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ክልልን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment