ኣብ ክልል ደቡብ ህዝባዊ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ህዝባዊ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ዘሕለፎም ውሳነታትን ቅዋመን ናይ ሓባር ገንዛበ ንምፍጣር ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ሕቶ ህዝቢ ንምድማፅን ኣብቶም ጉባኤ ዝዘተየሎም ዛዕባታት ህዝቢ ግልፅነት ንክህልዎ ንምግባርን ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እርስቱ ይርዳ፣ ሚኒስተር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ዞባታትን ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment