ኣብ ክልል ዓፋር ኮሚቴ ፀረ – ሙስና ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለዉዎ ኮሚቴ ፀረ – ሙስና ኣጣይሾም፡፡

ብመሰረት እዚ: –

  1. ወ/ሮ ፋጡማ መሓመድ – ሰብሳቢት
  2. ኣይተ ኢብራሂም ሁመድ – ኣባል
  3. ኣይተ ኣብዱ ሳሊሕ – ኣባል
  4. ኣይተ ኣሊ ሳድቅ – ኣባል
  5. ኣይተ ኣህመድ መሃመድ – ኣባል ብምግባር ከምዝተጣየሸ ካብ ቤት ፅሕፈት ክልል ዓፋር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment