ኣብ ክልል ዓፋር በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ሓገዝ ገንዘብ 100 ሚሊየን ብር ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ክልል ዓፋር በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝውዕል ሓገዝ ገንዘብ 100 ሚሊየን ብርን ንዝተጎድኡ ትካላት ድማ ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ገይሩ።

ከገንዘቡ ሌላ ከተደረጉት ቁሳቁሶች መካከል “ፒክ አፕ ” እና የደረቅ ቆሻሻ ማንሻ ተሽከርካሪዎች እንዲሁም ኮምፒውተሮችና ሌሎችም የቢሮ መገልገያዎች ይገኙበታል

ካብ ገንዘብ ወፃእ ካብ ሞንጎ ዝተገበሩ ሓገዝ ኣቑሑት “ፒክ ኣፕ “ን ደረቕ ረሳሕ ዘልዕላ ተሽከርከርቲን ይርከቡዎም።

እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ ከምዘረከበኦም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment