ኣብ ክልል ኦሮሚያ 1 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብመስኖ ስርናይ ንምልማዕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ 2015 ዓ.ም 1 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብመስኖ ስርናይ ንምልማዕ ይስራሕ ከምዘሎ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።

መርሃ ግብሪ ምልዕዓል ልምዓት ስርናይ ክልል ኦሮሚያ 2015 ዓ.ም ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ግብርና ኣይተ ኡመር ሑሴንን ርእስ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌዴራል ተረኺቦም።

ኣይተ ሽመልስ፥ 1 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብመስኖ ስርናይ ንምልማዕ ይስራሕ ከምዘሎ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment