ኣብ ክልል ኦሮሚያ ፍሪያት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰብ ስራሕ ምድቓል እንስሳት ብምክያድ ፍሪያት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ።

ኣብቲ ክልል ወረዳ ሌሙን ቢልቢሎን መጀመሪ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ዘርኢ እንስሳት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ዝተረኸብሉ ተሳሊጡ።

ሓላፊ ቢሮ ግብርና እቲ ክልል ኣይተ ጌቱ ገመቹ፥ ዓውዲ ሕርሻ ንምዝማን ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።

ኣብ 2016 ዓ.ም 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሰብ ስራሕ ምድቓል እንስሳት ብምክያድ ፍሪያት ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ምሕባሮም ኣብ ሚኒስቴር ግብርና ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment