ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ወልመራ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ልምዓት ስርናይ ሓጋይ  ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ወረዳ ወልመራ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ልምዓት ስርናይ ሓጋይ  ተሳሊጡ።

ሓላፈዲ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣበራ ወርቁ፥ ኣብ ፍሉይ ዞባ ክልል ኦሮሚያ ኣብዚ ዓመት 50 ሄክታር መሬት ብስርናይ ክሽፈን ኢዩ ኢሎም።

ኣብታ ወረዳ ድማ 350 ሄክታር መሬት ብኩታ ገጠም ንምሽፋን ዝዓለመ መርሃ ግብሪ ሎሚ ዕላዊ ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment