ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ 1 ግንቦት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዕዳጋ ነዳዲ ብኤሌክትሮኒክስ ጥራሕ ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ካብ 1 ግንቦት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዕዳጋ ነዳዲ ብኤሌክትሮኒክስ ጥራሕ ከምዝፍፀም ቢሮ ንግዲ እቲ ክልል ገሊፁ።

ብኤሌክትሮኒክስ ዝፍፀም ዕደጋን መሸጣን ነዳዲ ቅልጡፍ ንክኸውን ዝምልከቶም ኣካላት ምድላው ክገብሩ ኣተሓሳሲቡ።

ብኻሊእ መዳይ ከም ኣቢሲኒያ ካርድ ኩፖንን ካልኦት ብልሓታት መፈፀምቲ ዕድግቲን እንትጥቀሙ ዝነበሩ ትካላት ክሳብ እዚ በጀት ዓመት መወዳእታ ጥራሕ ምጥቃም ከምዝኽእሉ ተገሊፁ።

ኔትወርክ ኣብ ዘይብሉ ከባቢ ሲ ቢ ኢ ብር ብምጥቃም ዕድጊት ነዳዲ ምፍፃም ንክከኣል ምስ ቴሌ ስምምዕነት ብምፍፃም “ኣፕሊኬሽን” ከምዝማዕበለ ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment