ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዝተጎድኡ ወገናትን ትካላትን ዝኸውን ደገፍ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ገይሩ።
እቲ ደገፍ ኣብቲ ክልል ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናትን ንዝዓነዉ ትካላትን ዝውዕል ከምዘኾነ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ኢ/ር ጫልቱ ሳኒ ነርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ ኣብዲሳ ከምዘረከባ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።