ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማ ንተግባር ግብረ ራዕዲ ክውዕል ዝነበረ 9 ሺሕን 375 ሲምካርድ ከምዝተትሓዘ መምርሒ ፖሊስ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ መምርሒ ኮማንደር ፉፋ መገርሳ ንግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ ካብቶም ሲምካርድታት ብተወሳኺ 1 ሽጉጥ፣ 5 ላፕቶፕ ኮምፒዩውተር፣ ናይ ሕሶት መለለዪ መንነትን ኣርማታት ሸኔን ምስ ተጠርጠርቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ምርመራ እናተገበረሎም ይርከብ፡፡
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!
ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!
መከላከያ ይደግፉ/ፋ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።