ኣብ ክልል ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ መፋለጢ ትሩፋት ሌማት ኣብ ከተማ ሆለታ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ዝተጀመረ ሃገር ለኸ ምፍላጥ ትሩፋት ሌማት ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ሆለታ ይካየድ ኣሎ።

እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ሆለታ ተረኺቦም ዘፋለጡዎ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይ ሽመልስ ኣብዲሳ ኢም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ተረኺቦም።

ኣብቲ ማእኸል ዝተፈላለዩ ውፅኢታት እንስሳ ሓዊሱ ዝተመሓየሹ ዓሌታት ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም።

ብኣዳነች ኣበበ

ዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

Comments (0)
Add Comment