ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዪንቨርስታት ነባርን ሓደሽቲን ተምሃሮ ይፅውዓ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከባ ዪንቨርስታት ነባርን ሓደሽቲን ተምሃሮ ይፅውዓ ኣለዋ።

ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብቲ ክልል ዘላዋ ዩንቨርስታት ካብ 1 ጥሪ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ ክልተ ሰሙናት ስራሕቲ ምምሃር ምስትምሃር ከምዝጅምራ ዕላዊ ምግባሩ ይፍለጥ።

ነዚ ስዒቡ ዩንቨርስቲ ባህር ዳር፣ ማርቆስን ደብረ ታቦርን ነባርን ሓደሽቲን ተምሃሮ ይፅውዓ ኣለዋ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment