ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ቡሬ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ 9 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ቡሬ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ትሽዓተ ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።

እቲ ሓደጋ ኣብ ከተማ ቡሬ ቀበሌ 03 ብልምዲ ውዴ ኣደባባይ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ኣከባቢ ምብፅሑ ካብ ኮሙዩኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ትሽዓተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment