ኣብ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ቴሌኮም እንትቋረፅ ዘርኢ ምስሊ ካሜራ ሲሲቲቪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ቴሌኮም እንትቋረፅ ዘርኢ ምስሊ ካሜራ ሲሲቲቪ ዕላዊ ኮይኑ።

እቲ ምስሊ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን እዩ ዕላዊ ገይሩዎ፡፡

ኣብ ክልል ትግራይ ካብ 24 ጥቅምቲ ጀሚሩ ግልጋሎት ምቁራፁ ይፍለጥ፡፡

ነዚ ስዒቡ ድማ መንነቶም ብዘይፍለጡ ሰባት ኔትዎርክ ንኽቋረፅ እንትገብሩ ዘርኢ ቅዳሕ ምስሊ ካሜራ ሲሲቲቪ ተረኺቡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment