ኣብ ክልል ትግራይ ዘለዉ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ንሰለስተ ሶሙን ኣብቲ ክልል ዝርከባ ዩንቨርሲቲታት ክፀንሑ እዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ንሰለስተ ሶሙን ኣብቲ ክልል ዝርከባ ዩንቨርሲቲታት ከምዝፀንሑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።

ኣብ ክልል ትግራይ ተምሃሮ 12 ክፍሊ፥ መእተዊ ፈተና 2012 ዓ.ም ዩንቨርሲቲ ንምውሳድ ካብ ዝመፅእ ሰኑይ ጀሚሮም ኣብ በቢቤት ትምህርቶ ተረኺቦም ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዝህቦ መረዳእታ ንኽከታተሉ እውን ተገሊፁ ኣሎ።

ኣብ ክልል ትግራይ 12 ሽሕ ዝኾኑ ተምሃሮ ፈተና 12 ክፍሊ ክወስዱ እዮም ተባሂሉ።

ፍልፍል፦ ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment