ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብዝተወሰደ ስጉምቲ ኣብቲ ከባቢ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ተደምሲሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕራብ እዚ መበል 22 ክፍለ ሰራዊት ንስሪ ምስ ኣካላት ፀፅታ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ብምውዳድ ብዝወሰዶ ወታደራዊ ስጉምቲ ኣብቲ ከባቢ እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ፀረ ሰላም ሓይሊታት ተደምሲሶም።

ዋና ኣዛዚ መበል 22 ክፍለ ሰራዊት ኮሎኔል ሰይፈ ከምዝገለፁዎ፥ ብሓገዝ ግብፂን ሱዳንን ብግበረ ራዕዲ ህወሓት ኣዝማታይነት ሰላም ህዝቢ ንምህዋኽ ኣብቲ ክልል ሸርቆሌን መንጌን ሸሊኾም ዝኣተዉ ሓይሊታት ሰራዊት ምክልኻልን ኣካላት ፀፅታ እቲ ክልልን ተዋዲዶም ብዝወሰዱዎ ስጉምቲ ክድምሰሱ ክኢሎም ኢዮም።

ሓሻኽር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተዓጢቖምዎ ዝነበሩ 1 ሺሕን 262 ጠያይቲ ክላሽ፣ 8 ቡምባ፣ 8 ከላሽን፣ 3 ፀረ ተሸከርከርቲ ፈንጂ፣ 1 መራኸቢ ራዲዮ፣ 1 ኣር ፒ ጂ፣ 18 ቅምቡላ ኣር ፒ ጂ፣ 1 መነፀር ኣር ፒ ጂ ከምዝተማረኸ ካብ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment