ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 7 ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰን 7 ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሾም።

ግዕዚይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምክልኻል ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ብዝተወደበ መገዲ ውፅኢታዊ ንምግባር እቲ ኮሚቴ ከምዝተጣየሸ ተገሊፁ።

እቲ ኮሚቴ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ናብ ስራሕ ክኣቲ ኢዩ ምባሎም ካብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment