ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዘድሃበ ገለፃ ተገይሩ።

እቲ ገለፃ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣይተ ኢብራሂም ዑስማንን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሶማሌ ኢንጅነር መሓመድ ሻሌን ገይሮምዎ።

ሃገር ህልውና ሃገር ንምኽባርን ሃገር ንምድሓንን ኣመራርሓታት እቲ ክልል ምስ ህዝቢ ንኽሰርሑ ተሓቢሩ።

ብፍላይ ሰላም ህዝቢ ንምህዋኽ ብዝተፈላለዩ ሕቡእ ሓይሊታት ዝግበሩ ፈተነታት ኣመራርሓ ምስ ህዝቢ ብምዃን ብሓባር ክከላኸሉ ከምዝግባእ ተዘትዩሉ።

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብዚ ሕዚ እዋን ህዝቢ ሰላሙ ከጠናኽር ፃውዒት ዘቕረቡ እንትኾኑ፥ መዓልታዊ ስርሑ ብምስላጥ ነዚ ብሓባር ምሕላፍ ከምዝግባእ ምሕባሮም ካብ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ሶማሌ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment