ኣብ ክልል ሲዳማ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ክልልዊ መንግስቲ ሲዳማ ህዝባዊ መድረኽ ዘተ ድህረ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና  ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ኣብ ጉባኤ ዝተወሰኑ ውሳነታት፣ ኣንፈታትን ቅዋማትን መበገሲ ብምግባር ዘተ ይግበር ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ርእስ ምምሕዳር እቲ ክልልን ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲን  ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ወይዘሮ ኣይናለም ንጉሴን ተረኺቦም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment