ኣብ ክልል ሃረሪ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካን ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ወይዘሮ ሚስራ ብደላ፣ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ፓርተ ብልፅና እቲ ክልል ኣይተ ኣብዱልጀባር መሓመድ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብን ተሳቲፎም፡፡

እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር ዝኾ ይኹን ኢድ ኣእታውነት ከምዝቃወሙ ገሊፆም፡፡

ብእዮናዳብ ኣንዱዓለም

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment