ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ድጋፍ ብዝምልከት ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣  26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝካየድ ዘሎ ሰብኣዊ ድጋፍ ብዝምልከት መተሓባበሪ ማእኸል ህፁፅ ግዜ ኮሚቴ ሚኒስቴራት ዘተ ኣካይዱ።

ኣብቲ ዝተኻየደ ስሩዕ ዘተ፥ ሰብኣዊ ድጋፍ ዘለዎ ብርኪ፣ ኣፈፃፅማ ኣብያተ ዕዮ፣ ፍሉይ ትኹረት ንዘድሊዮም ከባቢታት ዘግበር ድጋፍ ብዝምልከት፣ ሓፈሻዊ መሊስካ እግሪ ንምትካል ዝግበር ምድላው ምጅማርን ካልኦት ጉዳያትን ተላዚቦም።

ብተወሳኺ ተግባራት ህፁፅ ግዜ ንምስላጥ መስ ፌዴራልን ክልልን ዝመልከቶም ኣካላት ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ናብተን ክልላት ከምዝተንቀሳቐሱ ተራእዩ።

ኣብ መወዳእታ ኣካቢት እቲ ኮሚቴ ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ቀፀልቲ ኣንፈታት ምሃበን ካብ ሚኒስቴር ሰላም ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment