ኣብ ክሊ ፅንሰ ሓሳብ ፌዴራሊዝን ዘድሃበ ስልጠና ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ክሊ ፅንሰ ሓሳብ ፌዴራሊዝን ዘድሃበ ስልጠና ኣብ ጅግጅጋ ይህብ ኣሎ።

እቲ ስልጠና 18 ክሳብ 20 መጋቢት ዝወሃብ ዘሎ እንትኸውን፥ በቢበርኩ ንዘለዉ ኣመራርሓ ናይ ኣሰልጠንቲ ስልጠና ኢዩ ዝወሃብ ዘሎ ኢዩ ተባሂሉ።

እቶም ሰልጠንቲ ኣብቲ ክልል ካብ ዝርከባ 11 ዞባታት፣ 93 ወረዳታትን 6 ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃኡ ኢዮም።

እቲ ስልጠና፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ዝተፈላለዩ ምድንጋራት ፅንሰ ሓሳብ ፌዴራሊዝም ምዑሩይ ንምግባር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

Comments (0)
Add Comment