ኣብ ካልኣይ ዙር 40/60 ዕፃ ዝወፅሎም ዕድለኛታት መንበሪ ኣባይቲ ኣባይቲ ርኽክብ ቁልፊ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር 40/60 ዕፃ ዝወፅሎምን ኣፈፃፅማ ህንፀቶም ዝሐሸ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ኣባይቲ ርኽክብ ቁልፊ ምሃብ ተጀሚሩ።

ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ኣተሓባባሪ ዘፈር ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት ኣይተ ጃንጥራር ኣባይን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲ ከተማ ምምሕዳር ዶክተር መስከረም ዘውዴን ኣብ ሃያት 49 መዞሪ ተረኺቦም ናይ ገዛውቲ ቁልፊ ንዕድለኛታት ኣረኪቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment