ኣብ ኩዌት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩዌት ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ብምትእኽኻብ ንኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኩዌት ኣረኪቦም።

እቶም ኢትዮጵያውያን 240 ሺሕ ብር ብምትእኽኻብ ናብ ዝተኸፈተ ቁፅሪ ኣካውንት ኣታዊ ብምግባር እቲ ደረሰይ ነቲ ኢምባሲ ኣረኪቦም ተባሂሉ፡፡

ቅድም ክብል ንግድብ ህዳሰ ከምኡ እውን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ንዝቐርበሎም ሃገራዊ ፃውዒት ምላሽ ብመሃብ ኣብ ጎኒ ሃገሮም ደው ከምዝበሉ እናረጋገፁ ምፅነሖም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment