ኣብ ከተማ ፍላቂት ገረገራን ወረዳ መቄትን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ከተማ ፍላቂት ገረገራን ወረዳ መቄትን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ሰልፊ፥ ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓማውቲ ብመንግስቲ ለውጢ ዝመፅኡ ማሕበራዊ ፖለቲካዊን ማሕበራዊን ለውጥታት ንምድጋፍ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዓመታት ለውጢ ንዘርኣዮ ዕውትነት ደገፍ ንምሃብ ዝዓለመ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮሚኒኬሽን እታ ወረዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment