ኣብ ከተማ ጎንደር ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር “ሰላም ለሁሉም፤ ሁሉም ለሰላም” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ትካላት ልምዓትን መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ ተባሂሉ።

ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ቻላቸው ዳኛው፥ ኣብታ ከተማ ዝረኣዩ ገበናት ንምክልኻል ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ መዳርግቲ ኣካላት ሓላፍነት ከምዘለዎም ምግላፆም ኣብ ኮሚኒኬሽን እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

Comments (0)
Add Comment