ኣብ ከተማ ጎንደር ንስራሕቲ ልምዓት መንግስቲ ኣፍልጦ ዝህብ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ንስራሕቲ ልምዓት ዝድግፍን ንመንግስቲ ኣፍልጦ ብምሃብ ምስጋና ንምቕራብን ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ሰልፊ ደገፍ ብፍላይ መንግስቲ ፌዴራል ንልምዓት እታ ከተማ ጠመተ ብምሃብ ተቛሪፆም ዝነበሩ ፕሮጀክትታት ብምቕፃል፣ ሓደሽቲ ፕሮጀክትታት ብምጅማሩ ንመንግስቲ ኣፍልጦ ምሃብን ምድጋፍን ዕላማ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብቲ ህዝባዊ ሰልፊ ደገፍ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ይሳተፉ ኣለዉ።

ብሳሙኤል ወርቃየሁ

Comments (0)
Add Comment